Summary:
https://meet.google.com/ykt-spds-kmb
https://meet.google.com/ykt-spds-kmb
ፃውዒት ዘተ ምስ ደቂ ዓዲ ኣብ ጉዳይ ሓወልቲ ዓዲግራት
ሰላማት ከመይ ቀኒኹም!
ቅድሚ ሒደት መዓልታት ሕድሳት ህዝባዊ ቤተ መፃሕፍቲ ከተማ ዓዲግራት ብድምቀት ተፀምቢሉ ኩሉ ዝተሓጎሰሉ ስራሕ ተሰሪሑ።
ብዝጀመረ ወነና ብትሑዝና እታ ናይ ነዊሕ ግዘ ሕልምና ሓወልቲ ከተማና ክነስርሕ ልኡኽ ሒዝና በሕራነ ደቂ ዓዲ ኣብ መፈፀምታ ክትበፅሕ ምስ ዲያስፖራ ደቂ ዓጋመን ፈተውቲ ዓጋመን ከምኡ'ውን ኣብ መቐለን ኣዲስ ኣበባን ምስ ዝነብሩ ዓጋመቶት:
ንዕለት 07/10/2018 ኣግ ወይ ድማ 14/6/2026 ኣፈ
ሰዓት 12:00 ኣጋምሸት ወይ ድማ 6:00pm EAT ጎጉል ሚት (Google Meet) ዘተ ስለዝሳለጥ በዚ ዝስዕብ ሊንክ ተጠቒምኩም ኣብዚ ታሪኻዊ ዘተ ክትሳተፉ ብክብሪ ንዕድም።
መተሓባበሪ ኮሚቴ።
Sunday, June 14 · 6:00 – 8:00pm
Time zone: Africa/Nairobi
Google Meet joining info
Video call link: https://meet.google.com/ykt-spds-kmb
Or dial: (ZA) +27 10 823 1081 PIN: 270 671 448#
More phone numbers: https://tel.meet/ykt-spds-kmb?pin=8665930767053